الأحد، 19 يونيو 2011

ኣገዳሲ ሓበረታ



ፋልማይ ናይ ዘተ ርክብ ንምንቅስቓስ ኤረትራዊ መንእሰይ ንለውጢ…

ኣብ ትሕቲ
......ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ንምህናጽ ብሓባር ......
ዝብል ቴማ

ኣብ አሪትሪያን ኣራቢክ ኣልሕዋር ፎሩም ገዛ (ፓልቶክ) ንፋልማይ ናይ ዘተ ርክብ፡ ኩሉ ኤሪትራዊ መንእሰይ ንጽውዕ። ሽቶ‘ዚ ርክባት‘ዚ ነቲ ዝረአ ዘሎ መንእሰያዊ ምንቅስቓሳት፡ ርእይቶታትን ጻዕርታትን ኣዋሃሂድካ ምዕቡል ሓቀኛ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን፡ ደሞክራስያዊት ንኹሉ እታሓቁፍ ኤርትራ ንምህናጽ ክሕግዝ ዝኽእል ርእይቶታት ንምቅላሕ እዩ።

ኣጀንዳ‘ዚ ፋልማይ ናይ ዘተ ርክብ:-

·        ምትሕብባርን ምውህሃድን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ናይ ኩለን መንእሰያዊ ማሕበራት።  
·        ብኸመይ ኣገባብ ኣብ ሓደ ሓባራዊ መደብ ስራሕ ናይ ኩሎም መንእሰያት ኤርትራ ይብጻሕ? 

በዚ ኣጋጣሚ ንኩለን ናይ መርበብ ማዕከናት፡ ኩሎም ጻሓፍቲ፡ ከምኡ ውን ሃገራውያን ባእታታት ነዚ ርክብ ከዐዉቱን ብተሳትፎኦም ከሀብትምዎን ብክብሪ ንዕድም።

ፓልቶክ ገዛ   Eritrean Arabic Al-Hiwar Forum

ዕለት      28/06/2011        ሳዓት  8፡00 ምሸት (ምዕራብ ኤውሮጳ)  
                                  9፡00 ምሸት (ስዑዲ ዓረብ) 

ليست هناك تعليقات:

إرسال تعليق

المغيبين واالمختطفين فى سجون العصابة الحاكمة فى ارتريا